በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም መለለዩ /ቲን/ ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ ሰነ መስከረም 2009 ዓም ቫት ዝኸፈለሉ / ድክለራሽን/መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 110,000.00 (ሚኢትን ዓሰርተን ሽሕ) ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም::

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ ንሕድሕድ ሰነድ ብር 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ከብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ከምኡ እዉን 5 ብምዉሳድ ንዝቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተአሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 8/03/2009 ጀሚሩ ክሳብ 22/03/ 2009 ሰዓት 6:00 ቀትሪ መዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምአታዉ ትወዳደሩ ትክእሉ::

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት 22/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት

ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ ዕለት 8 /03 /2009 ዓም ጀሚሩ ይከዉን

 ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹንÂ

ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ አዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401875 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ

NB ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ4 ወይድማ 5 ጥቃ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ