ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ኣብቲ ጨረታ ክካፈል ዝደሊ ኣቕራቢ ከማልኦ ዝግባእ ሮቑሒታት

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድን መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ከቕርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን::

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ተመዝጋቢ ምኻኖም ዝገልፅ ናይ መስከረም ወርሒ ዲክለር ዝገበሩ ምኻኖም ዝሕብር መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ::

4 ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ንሕድሕድ 4,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብÂ ወይድማ ብናይ ኢትዩያ ብሄራዊ ባንክ እዉቅና ዝተዉሃቦ ባንክታት ስፒኦ ምቕራብ ዝኽእል ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ::

5 አሸናፊ ምኻኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ዘሸነፈሉ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ዉዕሊ መክበሪ ጨረታ ወይድማ ስፒኦ ከትሕዝ ከትሕዝ ዝኽእል ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 8 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ዘረክብ

6 ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ን ፅሕፈት ንፅሬት ንኤለክትሪክን መሳርሒ ህንፃን ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ ዕለት 30/02/ 2009 ዓም ክሳብ ዕለት 16/03/ 2009 ዓም ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብቲ ንጨረታ ሳንዱቅ ዝተዳለወ ኣታዊ ክገብር አለዎ::

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 16/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ሳንድቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 16/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት

8 ጨረታ እንትክፈት ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪላት ክርከቡ ንዕድም::

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋክል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

መተሓሳሰቢ

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝርከበሉ ቦታ ጥቃ ፎቶ ደስታን ጥዕና ጣብያን መቐለ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342419467 ወይድማÂ 0914010487Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል