ሆስፒታል ዉቅሮ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ከምኡ እዉን መቅርባይነት ዘለኩም

2 ሲፒኦ 3000 ቅርሺ

3 ጨረታ ሰነድ ካብ 28 /02/ 2009 ዓም ክሷብ 09/ 03/ 2009 ዓም ሰዓት 2:00 ቅድሚ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 09/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430057 ደዊልካ ሐበሬታ ምርካብ ይከኣል