ማሕበር ባህሊ ትግራይ

ናይ ጨረታ ዋጋ 100 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 28 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 07 /03/ 2009 ዓም 5:00 ምዉሳድ ይከኣል

ሰነድ ጨረታ ክሳብ 7 /03/ 2009 ዓም ሰዓት 8:00 ብዝተዓሸገ ፖሰታ ፊርማ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣቱ

ጨረታ ዝክፈተሉ 7/ 03/ 2009 ዓም ሰዓት 10:00

ናይ ጨረታ መክበሪ 10% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረገንዘብ ዘትሕዙ

ዉዕሊ ሰዓሪ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽፒ 2 መዓልቲ ይኣስር

ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዘይ ቫት ምካኑ ብግልፂ ከቅምጡ አለዎም

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ አይግደድን

ስቁ 0344417819

አድራሻ : ባዛር ከባቢ ፊት ለፊት መነን ሆቴል