ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ

በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶን መቕረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም::

1 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ብአዋኑ ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ ናይ መቕረባይ ሰርተፍኬትን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ(TIN) ዋናን ኮፒን ከቅርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ አለዎም::

2 ተጫረቲ ብቢሮ ንግድን ኢንዱስትርን ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅረብ::

3 ካብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ምብራቕ ምምሕዳር ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ ምምሕዳር ቢሮ ቑፅሪ -17 ብምዉሳድ ንተቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድዋጋ ብሸምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ብምእታዉ ክተወዳደሩ ትኽእሉ::

4 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ካብ ዝተፈለጠ ባነኪ ብዘወሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::

5 ምስ ዝሰዓረ ተጫራታይ ዉዕሊ ድሐሪ ምፍራም ዝተትሓዝ መክበሪ ጨረታ ንዝተሰዓሩ ተጫረቲ ወድያዉኑ ይምለስ::

6 ዕዳጋ ፈፃሚ አካል ዝሐሸ መነገዲ እነተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን በሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ቦታ ዞባ ምብራቕ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቑፅሪ 17 ብር 50.00 ብምኽፋል ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 18/02/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፈቲ ይከዉን::

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ምስተዓሸገ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተከብሉ ዕለት 03 /03/ 2009 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8:30 አብ ዞባ ምብራቕ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቑፅሪ -17 ይኽፈት::

9 ሰነድ ጨረታ ዝተዳለወ ቋንቋÂ ብትግርኛ መኻኑ::

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 445 1887 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::