ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

  • ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
  • ግብረ 2008 ዓ ም ዝከፈልኩም
  • መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
  • ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም
  • ናይ መቅረባይነት ደፍተር ዘለኩም ክትጫረቱ ትክእሉ
  • መክበሪ ጨረታ ንምግብና 15000 ቅርሺ Â ንካልኦት ዘርፍታት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቀዲምኩም ክተትሕዙ እትክእሉ
  • ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 11 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ
  • ሰነድ ጨረታ ሽም፣ ክታም፣ ማሕተምን ፣ንፁር ኣድራሻኩምን ብምፅሓፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ
  • ጨረታ ዝዕፀወሉ 30 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 8:20 ድሕሪሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ድማ ጨረታ ልክዕ ሰዓት 8:40 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344450953 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።