ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

2 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ንተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘቅረብኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ንኩሉ በቲ መስመር ዝወፀ ሕጋዊ ንግዲ ክፍቲ ኮይኑ Â ኣብቲ ጨረታ ብግልፂ ፅሑፍ ክረዳዳእ ዝክእል ወይ ከዓ እትክእል

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

5 መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000 ቅርሺ ሕጋዊ ዝኮነ ባንኪ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎ ብስፒኦ መልክዕ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ንኩሎም ዓይነት ጨረታ ካብ ዕለት 12/2/2009 ዓም ክሳብ 26/2/2009 ዓ/ም ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርንÂ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ክትወስዱ እትክእሉ

7 ናይ ሕድሕድ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ብሽምዒ ተዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል ወይ እትክእል

8 ፐሮፎርማንስ ቢንድ መከበሪ አፈፃፅማ ስራሕ 10 ሚአታዊ ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዝ ዝክእል

9 ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን ከጎዓዝ ዝክእሉ

9 እቲ ጨረታ 27/2/2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርንÂ ሃገረ ሰላም ይክፈት

10 ኣብቲ ጨረታ ዝኮነ ዜጋ መፁኡ ክዕዘብ ይክእል እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0343390402 ወይ ከዓ 0343390012 ወይ ከዓ በአካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል