ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

  1. በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
  2. 2 ተጫረቲ ዘትሐዝዎ መክበሪ ጨረታ ብር 2000 ሕጋዊ ብዘኮነ ንግዲ ባንክ ዝተረጋገፀ CPO ወይም ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ
  3. ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ካብቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት በቲ ዕፋንምምርን ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ገዳይን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 245 ትወስዱ ትክእሉ ዝተጠቀሰ ዕለት ካብ ከይዲ ስራሕ
  4. ንዝተቀርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ብዝተቀመጠ ዝርዝር ዋጋ ብምምላእ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 11 02 2009 ዓም ክሳብ 25 2 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ክተእተዉ ትክእሉ
  5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/2/2009 ዓም ሰዓት 9:00 ምስተዓሸገ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 245 ይኽፈት
  6. ተጨረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቖሒ /ስፐስፊኬሽን/ መሰረት ኮይኑ ኦርጅናል ኮፒን ብምንፃር ብክልተ ፐስታ ከቅርቡ ይግባእ
  7. ናይ ጨረታ ዋጋ እንተናአሰ 45 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ ተጫረቲ በቲ ናይ ጨረታ ዋጋ ክሳብ 6ተ ወርሒ ተወሳኪ ትእዛዝ ናይ ምርካብ ዕድል አለዎም
  8. እቲ ንብረት ንክንደይ እዋን ዉሕስና ጋራንቲ ከምዝወሃቦ ክገልፅ ይግባእ
  9. አድራሻና ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ አብ ኮምፕሌክስ ናይ ሐባር ህንፃ: ህንፃ 1 /Block 1/ ኣብ መሬት ቢሪ ቁፅሪ 245 እዩ
  10. እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ከኣል እዩ