ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል

1 ናይ 2009 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን ክኾኑ አለዎም

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉን ከምኡ እዉን ናይ ከፈልቲ ግበሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎምን ንተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገቡባት ዝኮኑ ክኮኑ አለዎም

3 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2009 ዓም ክሳብ ዕለት 21/02/2009 ዓ/ም ከብ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ዓዲ ግራት ጀነራል ሆስፒታል ብግንባር ብምቅራብ ናይቶም ንዉድድር ዝቀረቡ ንብረታት ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 100 ብምክፋል ናብ ዝተዳለወ ናይ መወዳደሪ ሳንዱቅ ብዝተሸገ ኢንቨሎፕ ፖስታ ምእታዉ ይካኣል

4 ተጫረቲ ተወዳደርቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ትሕጅ ብር 10000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ መሸነፊ ዉዕሊ ክእስሩ ኣብ ዝተዉሃቦም ናይ 5ተ መዓልቲ ጊዜን ገደብን ወሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፈዎ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ትሕጃ ብምሓዝ ምስ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ናይ ሐባር ዉዕሊ ምእሳር ግቡእ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ዉድድር ዕለት 21/02/2009 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ በዚ ዕለት እዚ ዕለት 21/08/2008 ዓም 3:30 ንጉሆ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረከብሉ ኣብ ዓዲግራት ሆስፒታል ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ይካየድ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344452201