ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ስለዚኣብዙይክወዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም

  1. ንቤት ዕዮና ኦዲት ንምክያድ ብብርኪ ሓደ ክልተ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎ
  2. ናይ 2009 ዓም ወረቀት መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰን ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ ታክስ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ቲን ነምበርን ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታታትን ዝተገናዘበ ፎቶኮፒን ከቅርብ ዝክእል
  3. ኦዲት ዝግበር ኣብ መቀለ ከተማ ይከዉን
  4. ስፒኣሕጋዉነቱካብዝተረጋገፀባንኪናብናይጨረታሳንዱቕምሰቲናይጨረታሰነድከእቲዝክእል::
  5. ሰነድ ጨረታ ካብ 10/02/2009ዓ/ም ክሳብ 21/2/2009ዓ/ም Â 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  6. ንዝበለፀ ሓበሬታÂ 0344409730