ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቐፅሪ /TIN/

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ / VAT / ዝተመዝገብኩም መዃንኩም

5 ናይ ወርሒ ሓምል 2008 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን

6 ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 11/02/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ኣትሒዞም ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይኽእሉ

8እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/02/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና Â ብር 5,000 (ሓሙሽተሽሕ ብር ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418515 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ወይ ታደሰ ሓጎስ ህንፃ ፊትለፊት