ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቅ

ስለዚ ቀፂሎም ዝተረርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈልኩም
  2. በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግሪ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ
  3. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ
  4. ተጫረቲ ተመዝገብቲ እሴት ታክስ እንተኮይንኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ 2008 ዓ ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ
  5. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለተÂ ጀሚርኩም ክሳብ 17 ጥቅምቲ 2009 ዓ ም ንመሳርሒ ፅሕፈት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ፣ነቁሑ ፅሬት ዘይምለስ 20 ቅርሺÂ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቅ ዓዲግራን ክፍሊ ቁፅሪ 5 ምዉሳድ ትክእሉ
  6. ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ንአቁሑ ፅሬት 2000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብÂ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስም እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ከትሕዙ ይግባእ
  7. ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቅ ዓዲግራት ዝርከብÂ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ እዋን ጀሚሩÂ ንተጨረቲ ክፍቲ ይከዉን
  8. ሳንዱቅ ጨረታ 17 ጥቅምቲÂ 2009 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡ 30 Â ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቅ ዓዲግራን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይምርካቦም ምክፋት ሰነ ስርዓት ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
  9. እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን።ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዋ ግና ፊርማ በዓል ዋና ክዓርፎ ይግባእ
  10. ተወሳኪ እሴትÂ ታክስ ተመዝገብቲ Â እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክከዉን ይግባእ
  11. ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ማሕተም ናይቲ ኣካል ክግበረሉ ይግባእ
  12. እቲ ቤት ፅሕፈት 20% Â ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  13. እቲ Â ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብኣካል ናብቲ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ወይንድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344452083 ወይንድማ ብሞባይል ቁፅሪ 0914123546 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል