ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

መሳርሒ ፅሕፈትን ኣናእሽተይ አቁሑትን

መለዋወጢ አቁሑት መኪና

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ናይ ዘመኑ ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ
  2. Â ወረቀት ምዝገባ ንግዲ
  3. Â ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
  4. ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትንÂ
  5. Â ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
  6. Â ኩሎም ተጫረቲ ኣድላዩ መረዳእታ ብምሓዝ ጨረታ ካብ 12 መስከረም 2009 ዓም ጀሚሩ ክሳብÂ 27 መስከረም 2009 ዓም ንነፍስወከፍ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ
  7. መከበሪ ጨረታ ን መሳርሒ ፅሕፈትን አናእሽተይ አቁሑትን 6000 ንመኪና መለዋወጢ አቁሑት 6000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይጥረገንዘብ ከትሕዙ አለዎም
  8. እቲ ጨረታ 27 መሰከረም 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411052 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል