ቤት ፀሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ

አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :ቶታል ስቴሽን :ሞተር ሳይክል

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ን/ኢን ሐደ ማእከል ቢሮ ቁፅሪ 4 ካብ ዕለት 11 /01 /2009 ዓም ክሳብ 25/01/2009 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 30/ ሰላሳ/ ከፈሎም ምዉሳድ ይክእሉ

ጨረታ 25 01 2009 ዓም ሰዓ 400 ይዕፆ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347730012