ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ

  1. ህንፃÂ መሳረሒ
  2. ኤሌክትሪክ አቕሑት
  3. ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት
  4. ፅሕፈት መሳረሒ ኣቁሑትÂ Â
  5. ዝትፈላለዩ ዓይነት ፀፀርን ብሎኬትን ኮብልስቶን
  6. ዝተፈላለዩ ብትን ጨርቂን መጋረጃን ስፖንጅን
  7. ንሆቴላት ክችን ኦፕሬሽን ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት

               ኣብቲ ዉድድር ክትሳተፉ ትደሊዩ ተጫረቲ

  • ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገበኩም ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትኽእሉ::
  • ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩም ሰርተፍኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  • ቫት ኣብ ተወሳኺ እሴተ ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፌኬትን ናይ ወርሒ መስከረም 30 /2008 ዓ/ምÂ ድክሌር ዝገበርኹም መረዳእታን እተቕርቡ::
  • ናይ መቕረባይነት ሰርተፍኬትÂ ተቕርቡ ትኽእሉ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ዝሐዝኹም
  • እቲ ጨረታ ምስዓሩ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣትዩ ኣብ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲÂ ዘሸነፎ ንብረት በናይ ባዕሉ ትራንስፖርትÂ ናብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኮሌጅ ከቕርብ ዝኽእል::
  • መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎን ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
  • ንሕድሕድ ሽያጭ ሰነድ ዘይምለስÂ ብር 25.00 /ዒስራ ሓሙሽተን ብር /Â እናኸፈልኵምÂ ካብ ጥላሁንÂ ይግዛዉÂ ቴክኒክንÂ ሞያን ኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕዳጋÂ ፋይናንስንÂ ንብረትÂ ምም/ርÂ ቢሮÂ ቁፅሪÂ 3 መልኡÂ ብሽምዒÂ ዝተአሸገÂ ኤንቨሎፕ (ፖስታ) ብምግዛእ ካብÂ 09/01/ 09Â ክሳብÂ 23/ 01 /09 ዓ/ምÂ ሰዓት 3:30Â እናመፃኹም ክትወስዱÂ እትክእሉ::
  • ጨረታÂ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዝምለሰ ብር 3000 .00 /ሰለስተ ሽሕ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ኢትዩ ጰያ ንግዲ ባንኪ ኣፍልጦ ዝተወሃበ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ኣቀድሙÂ ከትሕዝÂ ዝክእል::
  • እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ክሳብ ዝዕፀየሉ ዕለትን ሰዓትን ዝተወዳደርሉ ኣቅሓÂ ብዓይነት
  • እቲÂ ጨረታ ዕለት 08/ 02/ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት ኣብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴ /ሞያንÂ ደጋፊ ከይዲÂ ስራሕÂ ዕዳጋÂ ፋይናንስንÂ ንብረትÂ ምምሕዳርንÂ ተጫረቲÂ ወይÂ ሕጋዊÂ ወኪላቶም ኣብዘለዉሉÂ ይክፈት::
  • ኮሌጅናÂ ነቲÂ ጨረታÂ ዝሐሸÂ መማረፂÂ እንተረኺቡ ብሙሉእኾነ ብክፋል ናይÂ ምስራዝÂ መሰሉ ዝሃለወ እዩÂ
  • ንዝበለፀ ሓበሬታ ብትሌፎን ቁፅሪ ኮሌጅናÂ 034 -777- 1828 ደዊልኹም ክትረኽቡ ትኽእሉ ምኮንኩም ንሕብር::