ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ

ስለዚ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ዘለዎ ዝርዝር መለክዕታት ተማልኡ ነጋዶ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንክትጫረቱ ሰነድ ጨረታዉን ዘይምለስ ንነፍስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ትካል ክትወስዱ የተሓሳስብ

1 በቲ ዓዉዲ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መቅረባይነትን ቲን ነምበርን ዘለኩም

3 መክበሪ ጨረታÂ ብሲፒኦ ወይንምÂ ብጥረገንዘብ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ነሓሰ 2008 ዓ ∙ም ዘቅርብ ወይንምድማÂ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 10 መስከረም 2009 ዓ ∙ም ክሳብÂ 25 መስከረም 2009 ዓ∙ ም እንትከዉንÂ እቲ ጨረታ ዕለት 26 መስከረምÂ 2009 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ይክፈት

6 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ንብረት ክፍሊ ዘረክብÂ ምካኑን ንብረቱ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀመሉ መካኑ ንሕብር

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0344440604 ወይንድማ 0344440201Â Â ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

Â