ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አለማጣ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊሉ ፍቃድ ዘሐደሰ

3 ናይ መቅረባይ መለለይ ካርድ ዘለዎ

4 ቲን /Tin/ ካርድ ዘለዎ

5 ቫት /Vat/ ዝትመዝገቡ ክኸዉን አለ

6 ናይ ጨረታ መክብሪ Bid Bond ዝምለስ

  • ንሎት ሓደ ቆፃርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቐሑት 9500 ብር
  • ንሎት ክልተ ፅሬት አቁሑት 1000 ብር
  • ንሎት ሰለስተ ንፅሕፈት መሳርሒ ንዝብል 3000 ብር
  • ንሎት ኣርባዓተ ኤለክትሮኒክ አቁሑትን ዝትፈላለዩ ኮምፒተራትን ካልኦትን3 000 ብር

7 ናይ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ዘይምለስ ብር 50 ናይ ቆፃርን ካልኦት ዝተፋላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ንዝብል ጥራሕ እንትኸዉን ንቶም ካልኦት ዝተረፈ ኣቑሑት ግና 30 ብር ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 06/01/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19 /01 /2009 ዓ/ም ብዝግዛእ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዝዝፀወሉ ዕለት 19/01/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:20 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በዚ ዕለት እዚ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 መሸነፋይ ካብ ዘሸነፎ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 5ተ መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክዓስር ዝክእል

10 እቲ ዝድለ ኣቅሓ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረበ መስተ ማይ ከተማ ኣላማጣ ክቅርብ ዝክእል

11 መሸነፋይ ምስ ተፈለጠ ዉዕሊ መክበሪ 10% ከትሕዝ ዝክእል

12 Â እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ

13 ነቲ ጨረታ ክዛብዕ ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ዝባረር ካብ ምኻኑ ንላዕሊ አበ ዝኮነ ይኩን ጨረታ ንከይሳተፍ ሰርኩላር ይተሓላለፈሉ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ዉን ይውረስ

14 ሰንድ ቋንቋ ትግራኛ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 034 7740220 ወይ ከዓ 034 7740016 ብምድዋል ምሕታት ይከዓል