ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ትካልና - ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ቕድም ኢሉ ብማእኸል መሰልጠኒ ዘበናዊ ማእለማ ቅድን ስፍየትን ዓለባን ቆርበትን-መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ዝነበረ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክአሉ ዝተፈላላዩ ፅሕፈት መሳርሒ ጨርቃ, ጨርቅን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ ብኣኽብሮት ፃዊዒት የቕርብ::

1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2007 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2007 ዓ/ም መፍለይ ቁፅሪ /Tin/ ናይ ግብሪ ከፋላየ ከምኡ ዉን ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሰርትፍኬት መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

2 ካብ ትካልና ደጋፊ /ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 17/ 03 /2007 ዓ/ ም ክሳብ ዕለት 01/ 04 /07 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብብር 20 /ዒስራ / ብምግዛእ ክትወስዱ ከምትክአሉ ብምፍላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 01/04 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ብምዕፃዉ ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓተ 8:45 ይኽፈተ ብተወሳኪ አበ እዋን ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ከርከቡ ይኽእሉ እዮም::

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 4000.00 / ኣርባዕተ ሽሕ ብር ጥራሕ / ብ CPO ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊክሼን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዐሉ ወፃኢ መጋዓዝያን መራገፍን ከቕርብ ዝኽእል

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

አድራሻና ትግራይ መቐለ ቀበሌ 18 ድሐሪ ሆቴል አብርሃ ካስትል ወይ ድሕሪ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና

ንዝተደለየ ሐበሬታ ስልኪ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሐዳርን 0348409336

ሞባይል ቁፅሪ 0914760242 / 0910023565 ብምድዋል ክረኽቡና ይኽእሉ እዩም::