ግልፂ ጨረታ
ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋለት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሕት ናይ ኤሌክትሪክ ሲቲ ኣቁሑትን ናይ መኪና ስፔርን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየን ካብ ብረታ ብረት ዝተሰርሐ ሓሳብ መዉሃቢ ሳፁን ክስርሕ ስለ ዝደለየን አብ 2007 በጅት ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን አብ ዝብላሸወሉ እዋን ከስርሕ ስለ ዝድሊ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
-
በቲ ዘርፊ ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቲን ነምበር ናይ ዝተሐደሰ መቀረባይነት ሰርትፊኬት ::
-
ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት መቅረብቲ ቫት ተመዝብትን ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ተቅርቡ እትክእሉን ጥራሕ::
-
ናይ ዝፅገኑ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን ዝፅግን ብዓል ሙያ ድማ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል::
-
ቫት ተጠቀምቲ ናይ ወርሒ መስከረም 2007 ዓ/ም ዲክለረ ዝገበርሉ መረዳእታ::
-
መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነድ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ቅርሺ ብባንክ ዝተረጋገፀ CPO ጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል::
-
ሰዓራይ ምኮኑ ምስፈለጠ purchese order ምስ በፅሖ / አብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ መዓልቲ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጎጎዓዝያ ዘረክብ ይኸዉን::
-
ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 16 /03 /07 ዓ/ም ክሳብ 30 /03/ 07 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣላማጣ ሻፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሽዳር ዘይምለስ ብር 50 /ሓምሳ /ቅርሺ እናከፈለ ይዉሳድ ::
-
እቲ ጨረታ ዕለት 30 /03 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቕድሚ ቐትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ቕድሚ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ይኽፈት::
-
ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
-
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347740293 /0251 ምሕታት ይካአል::