ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ

እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቲን ነምበር ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪÂ ናይ መቅረባየነት ሰርቲፊኬትÂ ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 24 ነሓሰ 2008 ዓም Â ክሳብ 04 መስከረም 2009 ዓም Â ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋየናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺÂ ብምክፋልÂ ምዉሳድ ይካኣል

5 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺÂ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማÂ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ትልምን ፋይናንስን ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 04 መስከረም 2009 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩÂ በቲ ዕለትÂ ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦምÂ ናይቲ ጨረታ ስነስርዓትÂ ኣይተኣጋጎልን

8 ተጫረቲÂ ሰዓራይ ኮይኖም Â ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ብናይ ባዕሎምÂ መጋዕዝያ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታተልቲ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ትልምን ፋይናንስን ብባዓል ሞያÂ ኣፈቲሾም የረክብ

9 Â ቢሮናÂ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኮይኑ ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምንካይ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914190333 ወይ 0918227946Â Â ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ