ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድÂ ዘሐደስኩምን::
  2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  3. ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ ወረሒ ሰነ ሐምለ 2008 ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  4. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ናይ ብመቕረባይነት ሰረተፍኬት መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  5. መኽበሪ ጨረታ ብር 10,000 ስፒኦ/CPO/ ክተትሕዙ እትክእሉ::
  6. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሰምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ነዚÂ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::
  7. እቲÂ ጨረታ ካብ ነሐሰ 19/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕÂ እንትኸዉን 03/13/ 2008 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 3:30Â ይኽፈት::
  8. መሸነፊ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን ወይ ከዓ ሳምፕል መሰረት ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ናይ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱÂ ከቕርብ ይግባእ አብ መወዳደሪ ዋጋÂ ቫት ከይሓወሰ ዘቕረበ ተጫራታይ ቫት ከምዝሐወሰሉ ይዉሰድ::
  9. ተወዳደርቲ ትካላት ናይቶም ሕትመትን ስራሕቲ ሳምፕል አብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 መፂኦም ከርእዩ ይክእሉ
  10. ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ እንተኾይኖም እነተተኪቦም ናይ ሰዓራይነት ደብዳቤ ካብ ዝተዉሃቦም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ግዴታ አለዎም
  11. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::
  12. ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ብተዋሰኪ ብመምረሒ ሰርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትገራይ ኣዋጅ ቁ 255/2007 መምርሒ ቁፅሪ 04/2007 ተገዚኡ ይኸዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ Â 0344404715/ 0344400451 ምድዋል ይከአል::