ማሕበር ባህሊ ትግራይ

ኣብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

በዝሒ ኦዲት ዝግበር ሓቃፊ 6

ኦዲት ሪፖርት ብትግርኛ 3 ኮፒ ዘቅርብ

ኦዲት ሪፖርት ብእንግሊዘኛ 3 ኮፒ ዘቅርብ

ኦዲት ሪፖርት ብሶፍት ኮፒ ብፍሌሽ

ነዙይ ስራሕ ትሰርሑ ዋጋ ብዝተዓሸ ፖስታ ካብ 12 /12 /2008- 22/ 12/ 2008 ዓም ሰዓት 11:00Â ጥራሕ ክተቅርቡ ንሕብረ

ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 23/ 12/ 2008 ዓም ሰዓት 3:00 ይከዉን

ዝቀርብ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫት ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር

ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ካብ ዝተአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 20 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦዲት ሪፖርት ሰሪሑ ዘረክብ

ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ አይግደድን

ተጫረቲ ከማልኡ ዝግቦም

ፍቃድ ኦዲተር ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፎቶ ኮፒ

ቲን ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት መፍለዩ ቁፅሪ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዞም የቅርቡ

ኣብ ካሊእ ዘይመንግስታዊ ትካል ኦዲት ምስርሑ መረጋገፂ

አድራሻ : ባዛር ከባቢ ፊት ለፊት መነን ሆቴል