ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ሎት 1 መሳርሒ ሕትመት

ሎት 2 ጋዉን በዓል ሞያ ጥዕና

ሎት 3 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ማለት ዉን ፍርጅ

ሎት 4 መለዋወጢ አቁሑት መኪና

1. ናይዚ ዘበን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን

2. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

3. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ሰነ ወይ ሓምለ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

4.ዝተሐደስ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

5.መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ንኩሉ ዓይነት ሎት 5,000 ቅርሺ ክተትሕዙ እትክእሉ

6.ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ንዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስረሕ ዕደጋ ቁፅሪ ቢሮ 42 አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

7.እቲ ጨረታ ካብ 11 ነሓሰ 2008 ዓም ጀሚሩ ን15ተ መዓልቲ አብ ኣየር ዝፀንሕ እንትከዉን 26 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

8.ጨረታ ዝሰዓረ ትካል ብዝተዉሃቦ መዐቀኒ ረቋሒ መሰረት ዘቅርብን መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ከቅርብ ይግባእ

9.ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከይሓወሰ ዘቅርብ ተጫራታይተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሓወሰሉ ይዉሰዱ

10 ተጫረቲ ትካላት ናይ ሕትመትን ጋዎን በዓል ሞያ ጥዕና ንመርኣያ ዝከዉን ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ ቢሮ 42 መፂእኩም ክትርእዩ ትክእሉ

11 ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም ናይ ሰዓራይነት ደብዳቤ ካብ ዝተዉሃቦም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልትታት ስራሕ ዉዕሊ ክኣስር ግዴታ አለዎ

12 ሰነድ ጨረታ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

15. ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 034440 4715 ወይዉን Â 034440 0451 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â