ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

/ሀ/ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቐሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

/ለ/ ኣብ ዉሽጢ ቤት መፃሕፍቲ ኤሌክትሮኒክስ ላይብረሪ ከተኣታቱ ስለዝተደለየ ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሰብ ሞያ /ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5% ብCPO ከትሕዙ ዝክእል

2 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድD ይከኣል

3 እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 27/11/2008 ዓም ክሳብ 9/ 12/ 2008 ዓም ኮይኑ ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ነሓሰ 9/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይዕፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋቱ ዝእግደ ነገር የለን

4 ተጫራቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

5 ሰዓራይ ተጨረቲ ኣብ ዘመልኦ ዋጋ ዝናስሕ እንተኮይኑ ዘትሐዞ ስፒኦ ናብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ አታዊ ይከዉን

6 ተጫረትቲ ኣብ ዝተጠቀሰ ዘፈር ንግዲ ዝተዋፈረ ክኮኑ ይግባእ

7 ተጫረትቲ ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ

8 ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ እዚ ጨረታ ብሉምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ተጫረቲ ቫት ተመዝገበቲ ክኮኑ አለዎም

10 ኣብ /ለ/ ዝተጠቀሰ ጨረታ እትወዳደሩ ሰብ ሞያ ትካላት ቅድም ከብል አብ ተመሳሳሊ ትካል ይኩን ኣብ ካልእ ዝስራሕክምዎ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝገልፅ መረዳእታ አተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344419789/410465/406144 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል