ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

  1. በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፍÂ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰÂ ዘለኩም::
  2. ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም::
  3. ቲነ ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::
  4. ናይ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ
  5. ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም::
  6. ናይ ወርሒ ሚያዝያ ዲክለራስዩን ዝገበርኩም::
  7. ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000 (ሰለስተ ሺሕ)Â ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝÂ ዝክእል::
  8. ናይቲ ሽያጥ ዝርዝርÂ ዶኩሜንት ዘይምለስ 30 ብር ( ሰላሳ ብር) ብምክፋልÂ ካብÂ ቤትÂ ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስንÂ ወረዳ ሓዉዜን ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርንÂ ቁፅሪ 05Â ምዉሳድ ይከአል
  9. ካብ 20/10/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ አብ ዝተፈላለዩ ፖስታÂ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ አብ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ክሳብ ዕለት 05/11/2008 ዓ/ም 8:00 ናይ ምሸት ኣብ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይእቱ ::
  10. እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይÂ ዘትሓዞ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድባንድ ሰዓራይ ምስ ተገለፀÂ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ይምለሰሉ::
  11. እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ እተዘኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸዉን::
  12. ሰዓራይ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ( ሓሙሽተ መዓልቲ) ተካታተልቲ ዉዕልÂ አሲሩ እቲ ንብረት ምጉዕዓዝ ይጅምር
  13. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/11/2008 ዓ/ም 8:00 ተዓፅዩ ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ባዕላቶም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብዘለዉሉ ይክፈት
  14. ሰዓራይ ንዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ብምሽፋንÂ አብ ወረዳ ሐዉዜን ትልምን ፋይናንስን አጉዒዙÂ ዘቅርብ::
  15. ሰዓራይ ኣብ ዝተገለፀሉ ቀሪቡ ዉዕሊ እንተዘይ አሲሩ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ዝቅፃዕÂ ምኻኑ ::
  16. ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ እንዕድጎ ንብረት መጠንÂ 20% ክንዉስክÂ ክንቅንስÂ ንክእል ኢና ::
  17. ብመሰረት ዝአተዉዎ ዉዕሊ ብዝድለ ፅሬት አብ ዝተደለየ ግዜ ንበረት እንተዘይ አቅሪቦም ብዉልቀን እቲ ድርጅትን ተሓተትቲ ከም ዝኮኑ
  18. ሰዓራይ ወዕሊ አሲሩ እቲ ዝግዛእ ንበረት ብቲ ዉዕሊ አሲሩ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ዘረከበሉ ንበረት እንተዘይ አረኪቡ ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀፂዑ እቲ ዝግዛእ ንብረት ተመሊሱ የረክብ ከሙእ እዉን 10% ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት ይቅፃዕ
  19. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0346670078/0914138946Â