ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ

1 አብ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ንነጋዶ ዘዉሃብ መለለዩ ቁፅሪ/TIN/ ናይ መቅረባይነት ወረቐት ምስክር ንተወሳኪ እሴት ታክስ/VAT/ ተመዝጋቢ ንምካኑ ምስ ዋንኡ ዝተገናዘበ ቅዳሕ መረዳእታ ክቅርቡ

2 ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2008 ዓም ዲክለር ዘገበረሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

3 ኣብ ጨረታ ዝሰዓረ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ተኸታታሊ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ተከታታሊ 15 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ ማይጨዉ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ከረክብ ዝክእል

4 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበረ ጨረታ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብጥር ገንዘብ ወይ ኣፍልጦ ካብ ዝረከበ ሀገራዊ ባንኪ /CPO/ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ሰዓራይ ርቲ ተፈሊጡ ጦም ዉዕሊ ምእስሩ እቲ መክበሪ ጨረታ ንብዓል ዋና ተመሊሱ ይኸዉን

5 ማዕረ ዋጋ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ን2 ጊዜ ዋጋ ከሞልኡ ይግበር ሀዚዉን ማዕረ እንተወፂአም ን3ይ ጊዜ ዕጫ ዝፍለዩ

6 ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዘይኮነ ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዘትሐዞ ገንዘብ ይዉረስ ብተወሳኪ ድማ ኣብቲ ትካል ንዘብፅሖ ምጉልእላእ ተሓታታይ ይከዉን

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 30/9/2008 ክሳብ 14/10/2008 ዓም ካብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 ብነፃ ምዉሳድ ከምትክእሉ እንዳተሓበና ብናይ ባዕልካ ቅጥዒ ምምላእ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይገብር

8 ተጫረቲ ዝመልእክምዎ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዝተዳለወ ሰንዱቅ ካብ ዕለት 30/9/2008 ክሳብ 14/10/2008 ዓም ሰዓት 400 ምእታዉ ትክእሉ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770028

10 ንደቀቅትን አናእሸተን ትካላት ቅድሚያ ንህብ

11 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ