ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ ናይ መቅርባይነት መለለይ ካርዲ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምካኖም ዘረጋግፅ መረዳእታ ዘለዎ

5 ናይ ዝሐለፈ ሒሳብ /ቫት ዲክለሬሽን/ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫራታይ ዝጫረተሉ ሰነድ ኣብ ተከታታሊ መዓልቲ ከብ ዕለት 29/09/2008 ክሳብ 13/10 /2008 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:00 ዘሎ ግዜ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን 30 ብር ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

8 እቲ ዝተመልአ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዕለት 14/10/2008 ዓም ካብ ሰዓት 3:00 ጀሚሩ ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ከእትዉ ይክእለሉ በቲ ዕለት ንሱ ልክ ሰዓት 4:00 ጨረታ ሳንዱቅ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪል ከምኡዉን ንዝተዓዘብቲ ክፍቲ ኮይኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን Â ይክፈት

9 3000 ብር መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ብCPO ከቅርብ ዝክእል ደረቅ ቸክ ተቀባልነት ዘይብሉ ምካኑ ብጥብቂ ነተሓሳስብ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ብምምፃእ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0343390402 / 0343390012 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

Â

Â