ናይቲ ጨረታ ንብረት ዝርዝር
- ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ጣዉላታት
- ቁርፅራፅ ስታፋ
- ተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ላምኔትድ ቦርድ
- ቁርፅራፅ መደገፊ ችፑድ ኮይኑ ዝመፀ
- ዘገልገሉ ዓበይትን ኣናእሸይን ጎማታት
- ዝተፈላለዩ አልባሳት
- ዝተፈላለዩ ወናብራት
1 ካልኦት ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣብ ዘለዉዎ ኩነታት አጫሪቱ ክሸየጥ ይዕድም ክትጨረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ኣቅሓ ንብረት ዝርዝር ዓይነት መጠንን ዝሐዘ ሰነድ ካብ ዕለት 26/09/2008 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 20ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
2 ኣብቲ ጨረታ ካብ ዝወፀ ኣቅሓ ንብረት ንዝደልዉዎ ዓይነት (ምድብ) ክትጫቱ ይካእሉ
3 ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 06/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ /ወከልቶ/ አብዘለዉዎ ይክፈት CPO /ብር/ ጨረታ መክበሪ ካብ ዘአተዉዎ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ሽዑ ቅድሚ ጨረታ ምጅማሩ ከትሕዙ ይግባእ
4 እቲ ዘትሓዙዎ ገንዝብ ጨረ ንዘሸነፉ ምስቱ ጠቅላላ ዋጋ ይድመረሎም ዘየሸነፉ ድማ ድሕሪ ሐደ መዓልቲ እቲ CPO /ገንዘብ /ይምለሰሎም
5 እቲ ንጨረታ ዝቀረበ ኣቅሓ ሓሚዳይ ጉና ዋና መካዝን ዝርከብ ኮይኑ ገሊኡ ድማ ማረት ሕልፍ ኢልካ ጉና ስፖርት ክለብ ይርከብ
6 ንዝበለፀ መብራርሂ ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዝግለፅ ይከዉን
7 መስራያቤትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ መብራርሂ ስልኪ ቁፅርታት
- 03 44 40 57 444546
- 09 14 70 08 70
- 09 14 72 90 01
- 09 14 74 83 00