ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ መጋቢት 2008 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ናይ ትወዳደርሉ ዘርፊ ንግደ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2008 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ትካልና ደጋፊ/ከ /ስ/ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳርን ካብ ዕለት 19/09/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 2/ 10/ 2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብብር 20 (ዒስራ ቅርሽ) ብምግዛእ ክተወስዱ ከምትክእሉ ብምፈላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 3/ 10/ 2008 ዓ/ም ልክዕ ብምዕፃዉ ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ አብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 9:45 ይኽፈት ብተወሳኪ ኣብ እዋኑ ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ክርከቡ ይኽእሉ እዩም::

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስ 5000ቅርሺ ንአቁሑት ቢሮ 5000 ቅርሺ ብ CPO /ብሲፒኦ/ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 ዝሳዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊኬሽን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዝያ መራገፍን ከቕርብ ዝክእል::

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ኣድራሻና: ትግራይ-መቐለ- ቀበሌ 18 /ሓድነት/ ንግስቲ ህንፃ ልዕሊ ደኩተር ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ዝርከብ መንግስታዊ ትካል ትልምን ፋናንስን ከ/ከ/ሓድነት

ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን 0348419041 ሞባይል ቁፅሪ 0914 29 73 43 ብምድዋል ክረኽቡና ይኽእሉ እዩም::