ኩሉም ረቆሒ ኣማሊኡ ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአ ተጫራቲ ሰዓራየ ይከዉን
1 ንሶላር ቀረብን ተካላን ስራሕቲ እተወዳደሩ ተጫረቲ ብቀረብን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ዝተሐደሰ ናይ ማይ ናይ ስራሕ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዋና ቅዳሕ መረዳእታ እተቅርቡ
4 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 በቲ ዘፈር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ ዋናን ቅዳሕ መረዳእታ እተቅርቡ
6 ከምእዉን ናይ ወርሒ ለካቲት 2017ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልክምሉን ሒሳብ ዘወራረድክምሉን መረዳእታ እተቅርቡ ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
7 ንሶላር ቀረብን ተካላን ስራሕቲ እተወዳደሩ ተጫረቲ 300000 /ሰለሰተ ሚኢቲ ሽሕ / ናይ ባንኪ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ብናይ ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን መከበሪ ጨረታ ከቅርብ ዝክእል
8 ካብ መንግስታዊ ቤት ዕዩ ወይድማ ሕጋዊ ካብ ዝኮነ ንሶላር ቀረብን ተካላን ስራሕቲ ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
9 ዋና ሰነድ ጨረታ ምስተከፈተ ብምግንዛብ ዝልቀቅ ይከዉን
10 ነቲ ስራሕ ዘድለዩ ኩሎም ናይ ኮንስተራክን መሰርሒታት በሰዓራይ ኮንትራክተር ዝቀርብ ምካኑ ኩሎም ዓይነታት ናይ ኮንስተራክሽን ናዉቲን ቀረብን ንሶላር ብዲዛይናን ስፐስፊኬሽንን መሰረት ብሰዓራይ ኮንትራክተር ፅሪቱ ዝቀርብ ምካኑ
11 ተጫረቲ ዝመለእዎ ዋጋ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ወጋን አፈላለይ ክህልዉ የብሉን አፈላላይ እንተኣጋጢሙ ናይ ሐደ ዋጋ ተቀባነት ይህልዎ
12 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እተደልዩ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ዘይመለስ 400 ቅርሺ እናከፈልኩም ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ 15/8/2017 ዓም ክሳብ 12:00 ምዉሳድ ትክእሉ
13 ከይዲ ጨረታ ዝፀወሉ ዕለት 16/8/2017 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ዝዕፀዉ ኮይኑ ከይዲ ጨረታ ፋይናንስን ዕደጋ ኮሜቴ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከቡ 16/8/2017 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሸራሮ ዝክፈት ይከዉን
15 ሰዓራይ ኮንትራክተር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መክበሪ ዉዕሊ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ትሕጃ ከትሕዝ ዝክእል
16 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክክዉን አለዎ
17 ተጫረቲ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ክልተ ቅዳሕን ሐደ ዋናን ነንበይኖም ብፖስታ ብምዕኛግ ናይቲ ትካል ስም ማህትም ፊርማን ተገይርሉ ቅዳሕን ዋናን ኣብ ድሕሪቱ ተፃሒፉ ቅዳም ሰዓብ ሓልዩ ከምዝነበሮ ብጥንቃቀ ሰለሰቲኦም ፖስታት ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብስነስርዓት ብምጥማርን ብምዕሻግን ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣብ ሰዓቱ ከእትዉ ዝክእል
18 ሰዓራይ ኮንትራክተር ብዝተዳለወ ዲዛይንን ስፐስፊኬሽን መሰረት ዉዕል ስምምዕንተ ካብ ዝከተመሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ኣብ ዉሽጢ 50 ተከታታሊ መዓልቲታት ከቅርብ አለዎ
19ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914259231 / 0912995394 / 0914776389