ማእከል መሰልጠኒ ጉዳኣት ኣካል

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ኪፊሉ በቲ ዘረፊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ ምካኑ ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ዘቅርብ

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ምካኑ ክሳብ ሚያዝያ 30/2008 ዓም ድክለሬሽን መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን

3 ግብሪ ከፋሊ ንምካኑ ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ / ቲን ናምበር / መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 3000 ብጥረ ገንዝብ ካብ ኢትዩጰያ ንግድ ባንኪን ብንግዲ ባንኪ አፍልጦ ዝተዉሃበ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ንሕድሕድ ዓይነት ሰነድ ጨረታ ኣቀዲሙ ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ ምስዓሩ ምስተነገሮ ኣብ 3ተ ተከታታሊ መዓልቲ መዒኡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት መጓዓዓዚ ኣቁሑት ናብ ማእከል ጉድኣት ኩናት ኣካልከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዒሩ ዉዕሊ ምእሳር ፍቃደኛ ዘይኮነ ተጫረቲ መቅረቢ ንጨረታ መክበሪ ዘተሓዞ ገነዘብ ኣምለሰሉን ናብ ትካልና አታዊ ይከዉን

7 ተጫረቲ ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም ዘረጋግፅ ወረቐት ምስክር ከቅርቡ አላዎም

8 ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ማእከል ጉዳአት ኣካል ንሕድሕድ ሰነድ ብር 20.00 ከፊልኩም አንቨሎፕ ፖስታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ

9 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 18/09/08 ዓም 08/10/08 ዓም ሰዓት 3:00 ቅሰዓት ናብ ማእከል መሰልጠኒ ጉደኣት ኣካል ክተቅርቡ እትክእሉ

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/10/2008 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀተሪ ተዓፅዩ ዕለት 08/10/2008 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረከበሉ ይክፈት

11 እዚ መሰልጠኒ ማእከል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምካነኖም ምስ ተነገሮም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መኣልቲ መፂኦም ዉዕሊ ክትኣስሩ እትክእሉ ዝስዓርኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ክተትሽዙ እትክእሉን ዉዕሊ ክትኣስሩ ፍቃደኛታት ንዘይኮንኩም መቅረብቲ ንጨረታ መክበረሪ ዘትሓዝኩምዎ ገንዘብ ናብ ትካልና አታዊ ዝግበር ምካኑ ንገልፅ

13 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምካነኖም ምስ ተነገሮም ንዘቅርብዎ ንብረት መርኣያ ከቅርቡ አለዎም

14 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቑፅሪ 10ተ ዝተጠቀሰ ከም ዘሎ ኮይኑ ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪል ብእዋኖም ከቀርቡ ብዘይ ምእካሎም ሰዓት ዝናወሐሉ ንዘይተከፈተt ዝቀሪ ፖስታ ዘየለ ምካኑ ኩለኩም ተወዳደርቲ ክትፈልጡ ይግባእ

15 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብእዋኖም ተዛይ ኣቅሪቦም ናይ ዝዘንግዕሉ መዓልቲ ካብ ዘሰዓሮ ዋጋ በቢ መዓለቲ 1/1000 /0.001 ዝቅፅዑ ምካነም

16 እዚ መሰልጠኒ ማእከል ከም ኩነታቱ ክሳብ 20% ክዉስክን ክቅንስን ይክእል እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቋፀሪ 034441 94 98 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል