/ፕሮፎርማ ቑፅሪ- 5 /2017
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለወጥጫ ሕትመትን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣
➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/IN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ። ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 07/08/2017 ዓ/ም ክሳብ 09/08/2017 ዓ/ም 5፡00 ቅ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡
➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 09/08/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 5፡30 ቅ/ሰዓት ይክፋት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኸፈት፡፡
➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡
➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀለ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034440 8714 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ፕሮፎርማ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለወዋጫ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | እስፔስፊኬሽን | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | Maintenance toolkit magnitude PS-p15 | ብስፐስፊኬሽን | ቑፅሪ | 01 | ||||
2 | Network toolkit PS-p15 | ብስፔስፊኪሽን | ቑፅሪ | 01 | ||||
3 | Big Electrical blower RYODEL | ብስፐስፊኬሽን | ቑፅሪ | 01 | ||||
4 | San disk orginal 64GB | ብስፐስፊኬሽን | ቑፅሪ | 03 | ||||
5 | External HDD Transcend 1 tera | ብስፐስፈኬሽን | ቑፅሪ | 01 | ||||
6 | USB Hab Port 7 | ብስፐስፊኬሽን | ቑፅሪ | 01 | ||||
7 | Bag cherki (ቦርሳ ጨርቂ) adidas | ብስፐስፊኪሽን | ቑፅሪ | 01 |
ፕሮፎርማ ናይ ሕትመትን ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
ተ.ቑ | ብሕብሪ ቀለም | ዓይነት ንብረት | እስፔስፊኬሽን | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ናይ ዋኒናት ፀሓፊት ፍቓድ መውሃቢ | ብሳምኘል | 1ይ ደረጃ | ብቑዕሪ | 30 | ||||
2 | ትካል ፍቃድ ግልጋሎት ጥብቕና | ብሳምፕል | 1ይ ደረጃ | ብቑፅሪ | 300 |
ሽም-
ምስ ሰላምታ!
ፌርማ
ዕለት-
ስልኪ ቑፅሪ