ቑፅሪ ዕክንም22-3/1/01
ዕለት- 07/08/2017 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቑ/ፕሮ- 48
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 07/08/17 ዓ.ም ክሳብ 09/08/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑዕሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 13/08/2017ዓ/ም ስዓት 3፡30
2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ሰርሑ ከቅርብ ዝኽእል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ አለዎ
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ
5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካአል
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ
መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን
7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ
8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ፋይ/ን ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሉ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኸፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ዋጋ መምልኢ
ተ/ቑ | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
1 | Oil filter | 90915-30002 | pcs | 01 | 105 | ||||
2 | Fuel filter | 23390-64480 | pcs | 01 | 105 | ||||
3 | Gaskit kit pwer | 04445-60050 | set | 01 | 105 | ||||
4 | Gaskit kit pump | 04446-60070 | set | 01 | 105 | ||||
5 | HOZ NOX | 90445-18032 | pcs | 01 | 105 | ||||
6 | pipeAssy Nzzte | 23761-17010 | pcs | 01 | 105 | ||||
7 | Washer for ring | 23654-64010 | pcs | 06 | 105 | ||||
8 | Sea' oil | 90310-36003 | pcs | 02 | 105 | ||||
9 | Hom low pitched | 86520-60080 | pcs | 01 | 105 | ||||
10 | Hom high pitched | 86510-60230 | pcs | 01 | 105 | ||||
11 | LAMP AssY license | 81270-60300 | set | 01 | 105 | ||||
12 | Lock Assy Rear dor RH | 69330-60080 | set | 01 | 105 | ||||
13 | AB therber ASSY REAR | 48531-69536 | set | 02 | 105 | ||||
14 | Gaskit | 11213-17010 | set | 01 | 105 |