ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ስውሓ ሳዕሲዕ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ መደበኛ ኤሌክትሮኒክስ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም::

ተጫረቲ ከተማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት

1. ተጫረቲ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲፍታድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊከትን ቲን ናምበርን ዘለኩም፡

2. ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከውን ኣለዎ፡

3. ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ለካቲት 2017ዓ/ም ዲክለር ዝዝበርሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ፡

4. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝ ብ ብር10000 ከተትሕዙ እትክእሉ፡

5. ተጫረቲ ንብረት ቀርበሉ ማዓልቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ካብ ዝነበርሉ ዕለት ጀሚሩኣብ ውሽጢ 3 ማልቲ ይከውን፣

6. ተጫረቲ ንበክበሪ ውዕሊ 10% ካብ ትላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ንብረት ከትሕዝ ዝክእል፡

7. ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ስርስ ለዝ እንተሃልይዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከውን፣

8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መፅዓን መራገፍን መጎዓዐዝን ኣብ ግምት ዘእተወ ክከውን ኣለዎ፡

9. ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎዶክመንት ሽሞም ፌርማኦምን ማህተሞምን ክዓርፎ ይግባእ፡

10. ተረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡእውን ዝተማልአ ዶኩመንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት፡

11. ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛዝዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር፡

12. አቲ ውድድር ITEM by ITE መሸነፋይ ይክውን፣

13. ሰነድ ዝሽየጠሉ እዋን ካብ 07/08/2017ዓ/ም 16/08/2017ዓ/ምኣብ ወረዳ ሱ/ሳዕሲዕ ከይዲ ስራሕ ዕ/ን /ምም/ርን ይከውን፣

14. ናይ ጨረታ መጠን 20% ክስዕ ወይ ከዓ ክትንስ ይክእል፣

15. ጨረታ ዝዕፀወላ ዕለት 17/06/17 ዓ/ምከይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓሸጉ ኣብ ተመሳሰሊ 4፡30 ይክፈት

16. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ

17. ኣድራሻ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዞን 01 ኣብ ከባቢ በሪ ሃይ ስኩል ዕ/ን/ምም/ርን ሓቲትኩም ምርካብ ትክእሉ

ተቁዓይነትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርብር
1ኮምፒተርቂዕሪ02
2ፕሪንተርቁፅሪ04
3ላፕቶብቁፅሪ01