ምልኺታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬትኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ክፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ባልዲ በዓል መኸደን ቀይሕ ቆል ሰማያዊ | በዓል 20 ሊትሮ | ቁፅሪ | 280 |
እንክተሎም መምርሒ፦
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 30/7/2017 ዓ/ም - ዕለት-02/08/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 03/8/17 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት:: -
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ክቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ክም ዉዕሊ የገልግል::