ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ

ናይ ኤሌትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቕሓ መቕረብቲ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቕሑት ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቑዓይነት ዝግዛእ ንብረትዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ምስ ቫትጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ባትሪ ካሜራFor NP-F970 or F960
-7.4V 6600MAH
ቁፅሪ01
2ባትሪ ቻርጀር ካሜራNP-F960,MPF770
-AC 100V-200V 50/60HZ MAX 150MA<-DC 4.2V (8.4V) 60OMAH
ቁፅሪ01
3MEMORY CARD(ካሜራ ሚሞርይ)Sandiskextreme pro 128GB
-160MB/S OR 00MB/S
ቁፅሪ02
4NIK MIICechargeable wireless NIK MIFFቁፅሪ01
5Photo copy2202Fuser filmቁፅሪ2
-pushingቁፅሪ2
-magnetቁፅሪ2
-presure rullerቁፅሪ2
-bearingቁፅሪ2
-Primary chargerቁፅሪ2
6Printer 400 -formater boardቁፅሪ3
-power supplyቁፅሪ2
-fuser filmቁፅሪ3
7Printer 402 -formater boardቁፅሪ1
-fuser filmቁፅሪ1
-presure rullerቁፅሪ1
8Digital network testerቁፅሪ1
9pachpanelቁዕሪ3

1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፤ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን

2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ፤ 30/07/2017ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/08/2017 ዓ/ም ስዓት 3:00 ተዓፅዩ ስዓት 3:30ቅ/ስዓት ይኽፈት

3. ተወዳዳራይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቕርብ ግቡእ ኣለዎ።

4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2017 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፤ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /TIN No / ከምኡ ውን ዝተሓደሰ መቕረባይነትን ቫት ተመዝጋብን ብቕዳሕ ከተሓሕዝ ዝኽእል ።

5. ተወዳደርቲ ዝመልኡዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ጨረታ ክኸውን ኣለዎ። ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸውን ኣለዎ።

6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ ሞንጎ ገዛእን ሸያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ።

7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝበፅሕ ጉድኣት ብምርኣይ ቤት ፅሕፈት ብሕጊ ክሓትት ይኽእል እዩ።

8. ተወዳዳራይ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።

9. እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ምስኣተወ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ ።

10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻ ፦ ስ.ቁ 0344401099

ቀበሌ 03 ፋ/ኢ/ልምዓትን ቢሮ ዝነበረወይ ብድሕሪ ሀንፃ ኦፕረሽን ኣግኣዚ/ምም/ር ዞባ መቐለ