ጨረታ-ምልክታ
ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፓርት ዕጥቂ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቑሓ ዝታማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም፡
1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን
2. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ
3. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን
4. ጨረታ መኽበሪ ናይ 3ዐዐዐ ብር ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5. ጨረታ ሰነድ oዐ ብር ብምከፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትከእሉ ምካንኩም ንገልፅ
6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ከከፍሉ ዝክእሉ
7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 26/7/2017ዓ.ም ስካብ 6/8/2017ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን
8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 6/8/ 2017 ሰዓት 4፡00 እንትከውን ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 6/8/2017 ስዓት 4፡30 ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ይኸውን
9. ጨረታ እንትከፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይክፈት
10. ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ኣብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ከረክብ ዝኽእል
11. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእ
12. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ንዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
13. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
NB ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0935703350 ደውልካ ምሕታት ይከኣል፣፣