ቁፅሪ ፅ/ን/ምም/ር/1-2/01/017
ዕለት25/7/2017 ዓ.ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅ/ት ልም/ምም/ር ፋይናንሲ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2+ ኣውላዕሎ ቤት ፅሕፈት ዘ/ቁ/ገ/ልምዓት /ናይ ካልም / CALM/ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ |
---|---|---|---|---|
1 | ቆርቆሮ በዓል 30 ጌጅ 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 245 |
መተሓሳሳቢ
1. ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም።
2. ናይ ግብረ ከፋሊ መለለይ ካርድ /ቲንናምበር/፤ መቕረባይነት ካርድ ዘለኩም ።
3. ካብ ዝተቀመጠ ሰፐሰፊኬሸን መግለፂ ወፃኢ ኣመራፂ ምቕማጥን ምሰትክካል ኣይክኣልን ።
4. ኣብ እትመልእዎ ዋጋ ሰርዝ ደርዝ ክህሉው የብሉን እንተሃሊዎ ድማ ናይ ባዓል ዋና ፌርማ ክፈረመሉ ይግባእ
እንተዘይተገይርሉ ውድቂ ይኾውን።
5. እቲ ዝምላእ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክለ /ቫት/እንተሃልዩኩም ዘጠቓለለ ዋጋ ክኸውን ኣሎዎ።
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እውን እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ ንተከታተሊ 7+ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኾውን ።
7. ሰዓራይ ተወዳዳራይ ምሰ ተገለፀለ እቲ ልዕል ኢሎም ዝተገለፀ ንብረታት ፅሬቱ ምሰ ተረጋገፀ ዕድጊት ንክፍፅም ምዃና ንሕብር ።
8. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 25/07/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/07/2017 ዓ/ም ዘሎ ግዜ3' መዓልቲ ከይተከፈተ ዝፀንሕ ምዃኑ 4:00 ተዓዕዩ 4:30 ይክፈት።
9. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዝመለአ ነጋዳይ ውዕሊ ኣሲሩ ዘቅርብ ምካኑ ፈሊጡ እቲ ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣብ ኢድኩም / መክዘን ሰቶር/ ምህላው ኣረጋጊዕኩም ዋጋ ይምልኡ።
10. እቲ ንብረት ሰዓራይ ዝኮነ ነጋዳይ ናብ ወረዳ 2' ኣውላዕሎ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ኣታዊ ክገብር ምዃኑ ፈሊጡ ዋጋ
ክመልእ ኣለዎ።
11. ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ከይዲ ውድድር ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰል ሕሉው ምዃኑ ንሕብር ።
ስልኪ ቁፅሪ
-09-165013
-691439574