ናይ መካይን መለዋወጥ ኣተሒት ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 11
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዕሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/07/2017 ክሳብ ዕለት 26/07/2017 ኣብ ዘሎ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ
ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡
ተ.ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | ዝርዝር መግለፂ Model | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ፕሮቶክል መዝገብ ኣታውን ወፃእን | ዓብይ | ብቁፅሪ | 04 | ||||
2 | ፕላስተር ፕላስቲክ | ዓብይ | ብቁዕሪ | 02 | ||||
3 | ፕላስተር ካኪ | ዓብይ | ብቁዕሪ | 02 | ||||
4 | TIP LINK 3 ANTENNA | 450Mb | ብቁዕሪ | 01 |
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት
ስ.ቁ 0344401875