ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ፅገና ናውቲ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር

ተቁዝርዝር ግልጋሎትSpecificationመዓቀኒበዝሒዋጋመብርሂ
ነ ዋጋጠ ዋጋ
1LCD Screen 15.6" for Lenovo Ideapad 110ብቑፅሪ1
2Genuine Toshiba Satellite L55-C5272 Notebook Batteryብቑፅሪ1
3Genuine Toshiba Satellite L505 Note book Batteryብቑፅሪ1
4Toshiba satellite PA3917U-1ACA Laptop AC Adapter Charger with power cableብቑፅሪ1
5Toshiba C55-A Laptop AC Adapter Charger with power cableብቑፅሪ1
6Genuine Hp Pro Book 450 Gi (4400M Ah, 6 cells) Batteryብቑፅሪ3
7Ram for Desktop PC4-4GBብቑፅሪ2
8Ram for Desktop PC4-8GBብቑፅሪ2
9Ram for Desktop PC3-4GBብቑፅሪ3
10Ram for Laptop PC4-4GBብቑፅሪ2
11Ram for Laptop PC4-8GBብቑፅሪ2
12Ram for Laptop PC3-4GBብቑፅሪ2
13Desktop CMOS Batteryብቑፅሪ2
14Genuine Dell USB Optical Scroll Wheel Mouse MS116ብቑፅሪ3

መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ TIN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/7/2017-25/7/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ።

➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ክረክብ ዝኽእል፡፡