ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 34/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ዕገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 22161/ቐ/መ/ማይ ዕለት 17/7/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ

- ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ)ይግበር - ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኸእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Hand Pump 23380-17450Pcs2
2Oil Filter BD7029Pcs15
3Stablizer Bushing Front 48815-50170(ስታፕላየዘር ጎሚኒ ጭዳድ)Pcs8
4Stablizer Bushing Rear 48815-26020 (ስታፕላየዘር ጎሚኒ ጭዳድ)Pcs8
5Fuel tanker cover chassis no. JIFBB71)30B013229Pcs1
6Fuel Hand Pump 23300-17593Pcs2
7Upper Stablizer bushing model BT-50 MAZEDAPcs6
8Lower Stablizer bushing model BT-5 MAZEDAPcs6
9Fuel Filter P/No. 23390-51070Pcs10
N.B. 

እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ 

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 22/7/2017 ዓ.ም ክሳብ 24/7/2017ዓ/ም 

ኣድራሻ 
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335