ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎ

3 መክበሪ ጨረታ ብር 120,000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለዎ

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝባይ ዝኮነ ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ሒሳበ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ 20 ሚእታዊ ነዉሰክን ነቀንስን ምኮና ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት 21/7/2017 ዓም ክሳብ 5/8/2017 ዓም ክትወስዱ ትክእሉ

7 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣጎዓዒዙ ናብ ከተማ ራማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ዝገብር

9 ጨረታ 6/8/2017 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ይክፈት

10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምህላዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943711585  / 0910488915