ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማእሉ ይግባእ

1 ኣብ ሙሉእ ቀዳማይ ቤት ትምህርቲ ሀፀይ ዮሃንስ ዝርከቡ ንብረታት 3000 ቅርሺ ትሕጃ ከትሕዝ ዝክእል

2 ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ወያነ ንዝርከቡ አቁሑት 3000 ቅርሺ ትሕጃ ከትሕዝ ዝክእል

3 Â ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ንዝርከቡ አቁሑት 3000 ቅርሺ ትሕጃ ከትሕዝ ዝክእል

4 ኣብ ሙሉእ ቀዳማይ ቤት ትምህርቲ ለምለም ዳዕሮ ዝርከቡ ንብረታት 3000 ቅርሺ ትሕጃ ከትሕዝ ዝክእል

5 ኣብ ሙሉእ ቀዳማይ ቤት ትምህርቲ ገብረፀዶ ዝርከቡ ንብረታት 3000 ቅርሺ ትሕጃ ከትሕዝ ዝክእል

ብተወሳኪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ዝርከቡ ካብ ዘይሕጋዉያን ነጋዶ ዝተወረሱ ዝተፈላለዩ ንብረታት 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ

ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30 ግንቦት 2008 ዓም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት

ሰዓራይ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ወፃኢ ይገብር

ናይ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 10 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል

ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

7 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348402064 ወይድማ 0914785282 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል