ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረታ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ 16/7/2017 ዓም ከሳብ 6/8/2017 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮና ክትወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ : ናይ መቅረባይነት  ምስክር ወረቀት : ናይ ግበሪ ከፋሊ ቲን ናመብር : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋባይ ምዝገባ ወረቀት ምስክር : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላራሽን መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 ተጫረቲ መክበሪ ዉስሕና ሰነድ ጨረ ኤሌክትሮኒስክ 35000 : ፈርኒቸርን 5000 ቅርሺ ብሽም ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ሳንዱቅ ምዕሻጉ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ሳምፕል/መርኣያ ከቅርብ ዝክእል

5 ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ አታዊ ከገብር ዝክእል

6 እቲ ጨረታ 6/8/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ፋይናንስን ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት ወይድማ ሙሉእ መረዳእታ ዓሺጎም እንተቅሪቦም በኣካል ኣብ ዘይተረከብሉ ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ

7 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 እቲ ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ኮሜሽን ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዝወፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሓ ዋጋ ከምኣድላይነቱ ካብ ነብስወከፈ ነፀላ ኣቅሓ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ

10 እተምልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ከከዉን አለዎ

11 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ በቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብምምላእ ብፖስታ ብምእሻግ ናይ ትካልኩም ክቢ ማህተም ብምግባር ፊርማ እዉን ብምቅማጥ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ ኣብቲ ቢሮ ከባቢ ኣብርሃ ካስትል ጅንኣድ ከባቢ ቀደም ሴቭ ዘቼልድረን ዝነበረ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 3 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ምካነክም ነፍልጥ

12 ሰዓራይ ብኮሜቴናይቲ ንብረት ትክክላኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914735262