1 መድሓኒት : ናዉቲ ሕክምናን እንስሳት መቅረባይነት ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም
3 ዝተሐደሰ ናይ 2017 ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም
4 ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ካብ 15/7/2017 ዓም ክሰብ 3/8/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ብ እዋን ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
5 መከበሪ ጨረታ 7000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ጨረታ 3/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914259833 / 0943646731 /