1 በዚ ዓዉዲ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
3 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ናይ ንብረት ሐለዋ ናይ ዓመት ዉዕሊ ይኣስር
4 ናይ ዝአሰረሉ ዉዕሊ በቢ ወርሒ ክፍሊት ይወስድ
5 ተጫራታይ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከቅርብ ዝክእል
6 ናይ መወዳደሪ ደከሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክወን አይግባእ
8 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታንሰነድ ዘይምለስ 100 እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ፋይንንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 2 19 ካብ ካሳብ 11/7/2017 ዓም ክሳብ 25/7/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል
9 አቲ ጨረታ ዕለት 25/7/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 219 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት
10 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
11 ነዚ ሐለዋ ዘድል በዝሒ ሰብ ኣርባዕተ ጥራሕ ይከዉን