ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓረት (ንብረት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3 ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 06/07/2017 ዓ/ም -09/0/2017 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 09/07/2017ዓ/ም ልክዕ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 VAT ረጅስተር ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ::
7 እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
ቶታል
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ፓርት ናምበር | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኦየል ፊልተር | ቁፅሪ | 01 | 90915-30002 | ||
2 | ፊውል ፊልተር | ቁፅሪ | 01 | 23390-51070 | ||
3 | ብሬክ ፓድ | ሴት | 01 | 04465-60150 | ||
4 | ብሬክ ሹ | ሴት | 01 | 04495-60070 | ||
5 | ዘየቲ ሞተር | ጋሎን | 04 | ቶታል(በዓል 5ተ) | ||
6 | ዘይቲ መሪ | ሊትር | 01 | ቶታል | ||
7 | ዘይቲ ፍሬን | ሊትር | 01 | ቶታል |