ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ

ዕለት 05/07/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ኤ/ስ/ወ/ኩ/2964/ዕ/ፋ/ን/ም/17 

ቑፅሪ-ፕሮፎርማ 007/2017

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብሉ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሎትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ተቁ.ዝርዝር ዓይነት ኤሎትሮኒክስመግለፂ/ሞዴል Describitionመለክዒ Measurmበዝሒ Quantityናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1Laptop BatteryHp proBook 450 G1pes02ብዝቀረበሉ መግለፂ መሰረት
2Laptop BatteryHp proBook 450 G1pes12
3Laptop BatteryLenovo 450pes01
4Laptop BatteryToshibapes01
5Laptop BatteryToshibapes01
6Laptop BatteryHp 3115Mpes01
7Laptop BatteryHp proBook 650 G1pes01
8Laptop BatteryToshiba harmal/kardon/pes01
9Laptop ChargerHp proBook 450 G1pes05
10Laptop ChargerToshiba Satellite C660pes01
11Laptop ChargerLenovo 20RWpes01
12Power SupplyDell Optiplex 3050pes01
13Hard DiskDell Optiplex 3050pes01
14MonitorDell Optiplex 3040pes01
15Paper tryLaser jet pro400 M401dpes01
16KeyboardHp probook 450 G1pes04

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ገብሪ ከሩላይ መስቦ ቁፅሪ (TIN) ዘስዎም ናይ

መቅረባይነት ምስከር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/07/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕስት 11/07/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ አቲ ሼጀንሲ እቲ ፖስታ ኣታዊ ምስኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕስት 11/07/2017 ሰዓት 04:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 04:30 ንጉሆ ድማ ይኽፈት::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፕሲፌክሽን መሰረት ክኸዉን ደገባእ። እዚ ፕሮፎርማ ዝመልአ ኣካል ኣብ መከዝን ምህላዉ ከረጋግፅ ኣስዎ። ንብረት ኣታዊ ዝኸዉንን ክፍሊት ዝፍፀምን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን::

➢ አቲ ኤጀንሲ ዘቅመም ረቓሒታት ንዘደማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ የፍልጥ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ወዕል ኾይኑ የገልግልን የገድድን አዩ::

➢ ኣድራሻና ክፍስ ከተማ ሓወልቲ ሬት ንሬት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወደዘር ህንፃ ኣብ 4 ደብሪ ከርሲ ቁ-16 እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሱዚ 'ዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊስካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልአቦ።