ምልክታ ፕሮፎርማ
ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2 ሰሙን ኣስቤዛ ንመሓብሓቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ኣስቤዛ ን6' ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ::
ስለዚ ምስዚ ዝተገለፀ ኣቕርቦት ኣሰቤዛ በቢ 2' ሰሙኑ ኣስቤዛ ንምቕራብ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋውያን ነጋዶ ምስ እዙይ ተታሓሒዙ ብዝቐረበ ቅጥዒ መምልኢ ዋጋ ፕሮፎርማ መሰረት ብዝግባእ ስርዝ ድልዝ ብዘይብሉ ዋጋኹም መሊእኹም ክትልእኹልና ንዕድም ::
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሒታት
1. ናይ 20 17ዓ/ ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉ
2. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝገበረ
3. ኣብ ናይ ኣስቤዛ ኣቕርቦት ክፍሊት ኣታዊ ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀም ይኸውን
4. ሓደ ግዜ ዝመለኦ ዋጋ ዋላ ዉን ናይ ዕዳጋ ለዉጢ ይሃሉ ኣይሃሉ ናይ ዋጋ ለዉጢ ብዘይምግባር ን ን6' ወርሒ ከቅርብ ዝክእል
5. እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/07/2017 --- 09/07/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ ይኸውን
6. ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 09/07/2017ዓ/ም ስዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/07/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውሉ ይክፈት
7. ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን
8. ውዕሊ ክኣስር ዝክእል
9. ተወዳዳራይ ሰዓራይ ሙካኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕለ ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብር ዝክእል
10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ