በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 08

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/07/2017 ክሳብ ዕለት 06/07/2017 ኣብ ዘሎ ስዓት 4፡30 ድነ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ ::

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialዝርዝር መግለፂ Modelመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርብር
1ቴንሸርኮብራ ብሸፍቱብቁዕሪ01
2ፓድ ኪትኮብራ ብሸፍቱብሴት01
3ሹኪትኮብራ ብሸፍቱብሴት01
4ሽክኦቭዘርቨር ቅ/ት45811-80065ብቁፅሪ02
5ሽክኦቭዘርቨር ድ/ት48531-80669ብቁፅሪ02
6ኤየር ክሊነርኮብራ ብሸፍቱብቁፅሪ01
7ፊዩል ፊልተርኮብራ ብሸፍቱብቁፅሪ02
8ኦይል ፊልተርኮብራ ብሸፍቱብቁፅሪ02
ናይ ጅሊ CK 08 መኪና መለዋወጥ ኣቂሑት
9ፓድ ኪት3501190005ብሴት01
10ሹኪት1403060180ሴት01
11ሊንክ ኣሰይ LH1403060180ብቁፅሪ01

12ሊንክ ኣሰይ RE1400509180ብቁፅሪ01
13ሬር ሽክኦቭዘርቨር H1400551180ብቁፅሪ01
14ሬር ሽክኦቭዘርቨር RH1400616180ብቁፅሪ01
15ቻንት ሽክኦቭዘርቨር H1400618180ብቁዕሪ01
16ቻንት ሽክኦቭዘርቨር RH1400516180ብቁፅሪ01
ሃርድ ቶፕ ሞዴል 176
17ፓድ ኪት04465-60080ብሴት01
18ሹኪት04495-60070ብሴት01
ሃይሉክስ ሞዴል ኩን 25
19ፓድ ኪት04465-ok340 ብሴት01
20ሹኪት04495-ok120ሴት01

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875